(ህወሓት)ን ንግዜያዊ ምምሕዳር ዝመርሕ ዘሎ ካልእ ኣካልን ዝጸንሐ ምትፍናን ኣብ ዝዓረገሉ፡ ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት ሎሚ ሰሉስ ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ክንፊ ህወሓት ዝመዘዞ ከንቲባ ...
(ICC) ብ”ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት” ክድለ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ፊሊፕነስ ነበር ሮድሪጎ ዱተርተ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ ማኒላ ፊሊፒነስ ብሓይልታት ጸጥታ እታ ሃገር ተቐዪዱ። ንፊሊፕነስ ካብ ...
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ከተማ ጆሃንስበርግ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግልባጥ ኣውቶቡስ ብውሑዱ 12 ሰባት ሞይቶም ካልኦት 45 ምቁሳሎም ኣገልግሎት ህፁፅ ሓደጋ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ። ምግልባጥ እታ ሰባት ጽዒና ...
(Stena Immaculate) ዝተሰምየት መርከብ ነዳዲ ኣመሪካ ልዕሊ 220-ሽሕ በርሚል ነዳዲ ጽዒና ምንባራ ተፈሊጡ ኣሎ። እታ “ሰሎጎ” ዝተሰምየት መርከብ ጽዕነት ፖርቱጋል ድማ 15 ኮንተይነር ...
ሰኔት ኣሜሪካ ንሎሪ ቻቨዝ ዲሪመር ሚኒስትሪ ጉዳያት ሰራሕተኛታት ንክትኸውን 67 ብ32 ድምፂ ኣፅዲቑላ። እቲ ሚኒስትሪ መሰላትን ሓለዋን ሰራሕተኛታት ኣብ ምፍጻም ሓላፍነት ዘለዎ ካብኔ ኮይኑ ...
ዕጡቓት ሎሚ ሰሉስ ኣብ ከተማ በለደወይኒ ዓበይት ዓዲን ሰበስልጣን መንግስትን ተኣኪቦብሉ ንዝነበሩ ሆቴል ከቢቦም ምሓዞም መሰኻኽርን ቤተሰብን ንሮይተርስ ሓቢሮም። ተወካሊ ከተማ በለደወይን ኣብ ፓርላማ ...
ሊበራላዊ ሰልፊ ካናዳ፡ ማርክ ካርኒ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ንምዃን ብዓብላሊ ድምጺ ብሰንበት ተመሪጹ። ብውሽጣዊ ቍጠባዊ ማሕልኾታትን ከምኡ’ውን ካብ ቀንዲ ንግዳዊት መሻርኽታ ጎረቤት ሃገር ...
ኣብ ወረዳ ራያ-ኣላማጣ፡ ጥሙጋ ኣብ ዝብሃል ኣከባቢ ኣብ ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት፡ ብዓርቢ ሓደ ቀሺን ምስኡ ዘገልግሉ ሓሙሽተ ተመሃሮን ብዕጡቓት ብዝወረዶም መጥቃዕቲ ምቕታሎም ምምሕዳር ከባቢን ...
ኣብ መይንማር ጅሆ ተታሒዞም ዝጸንሑ ድሒሮም ናይ ታይላንድ ካብ ዝተሳገሩ 133 ኢትዮጵያዊያን 32 ናብ ሃገሮም ከም ዝተመለሱ ሚንስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ብሓገዝ ኣብ ህንዲ ዝርከብ ...
ሮማኒያዊ ርሑቕ የማናይ ፕረዚደንታዊ ተነሓናሒ ካሊን ጆርጀስኩ ኣብ መጋቢት ኣብ ዝካየድ ምርጫ ንኸይወዳደር ንዝተሓላለፈ እግድ ክብድሆ እየ ክብል ሎሚ ሰኑይ ገሊፁ። ተንተንቲ ከም ዝብሉዎ ግን ሩስያ ...
ቢሮ እቶት ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ 3.2 ቢሊዮን ብር ናይ ግብሪ ዕዳ ኣለዎም ንዝበሎም 62 ሰባት ካብ ሃገር ከይወፁ እገዳ መገሻ ከምዘንበረ ኣፍሊጡ። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም በዓል ሞያ ሕጊ ብወገኖም፣ ...