ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ንሰለስተ መዓልታት ዑደት ስራሕ ኣብ ኣፍሪቃ ንምፍጻም ሎሚ ናብ ኣፍሪቃ ኣትዩ ኣሎ። ዑደት ባይደን ኣብቲ ምስ ኣህጉር ኣፍሪቃ፡ ምምሕዳሩ ዝወሰዶ ዓቢ ተበግሶ ኮሮዲዮ ...
ዝሓለፈ ሰንበት 24 ሕዳር ብዘጋጠመ ብርቱዕ ንፋስን በረድን ዝተሓወሶ ዝናብ 12 ዙርያታት ምስ ተረፎ ዝተቛረጸ ናይ ዓበይቲ ደቂ ተባዕትዮ ውድድር፡ ትማሊ ሰንበት 1 ታሕሳስ ዳግማይ ኣብ ዝተኻየደሉ፡ ...
ንዝዓበየት ናይ ሶርያ ከተማ ኣሌፖ ዝተቆፃጸሩን ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ዝፈጸሙ ደባይ ተዋጋእቲ ሶርያ የመዝግብዎ ንዘለዉ ግስጋሰ ንምግታእ መንግስቲ ሶርያ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ፀረ-መጥቃዕቲ ንምድጋፍ ብኢራን ...
ኣብ ጊኒ ኣብ ሓደ ስታድዮም ኣብ እዋን ግጥም ኩዕሶ እግሪ ኣብ መንጎ ደገፍቲ ተጋጠምቲ ጋንታታት ንዝተፈጥረ ባእሲ ሓይልታት ጸጥታ ንምህዳእ ኣብ ዝፈተንሉ ብዝተፈጥረ ምጽቕቃጥ 56 ሰባት ምሟቶም ...